EPDP - The Party of Positive Change
መጽሔት ሓርነት ሕታም ቁ.90
{pdf=http://harnnet.org/images/pdf/Harnnet%20Issue%20Nr.90.pdf?_t=1680257942|650|850}
harnnet.org
●
1h
ኤርትራውያ ምእንቲ ድሕነት ስደተኛታት ሰልፊ ኣካይዶም
ኤርትራውያን ነበርቲ ዓባይ ብሪጣንያ ብ30 መጋቢት 2023 ንድሕነት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን ዝጽውዕ ብ“ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንፍትሒ” ዝተወደበ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ከም ዘካየዱ ቢቢሲ ትግርኛ ሓቢራ። ተሳተፍቲ ናይቲ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ሱዳን ኣብ ኣብያተ-ማእሰርቲ ተዳጒኖም ዝሳቐዩ &nb...
harnnet.org
●
1h
ላዕለዎት ሓለፍቲ ትግራይን መራሒ ውድብ ዓሲንባን ተፈቲሖም
ላዕለዎት ወ/ሮ ኬርያን ዶ/ር ኣብረሃምን፡ ታሕተዎት ኣቶ ዱሩይን ዶ/ር ኣዲስኣለምን ጠቕላሊ ኣኽባር ሕጊ ኢትዮጵያ ኣብ መዝገብ ፕረሲደንት ትግራይ ነበር ዶ/ር ደብረጼን ገብረሚካኤልን ኣዛዚ ሰራዊት ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደን ኣብ ኣብያተ-ፍርዲ ፈደራል ብገበን ተኸሲሶም ናይ ዝነበሩ ሓለፍቲ ትግራይ ክሲ ብ3...
harnnet.org
●
14h