ዜና - BBC News ትግርኛ
‘ወታሃደራት ኤርትራ ብህጹጽ ካብ ትግራይ ክወጹ’ ኣመሪካ ጸዊዓ - BBC News ትግርኛ
ወሃቢ ቃል ስቴት ዲፓርትመንት ሎሚ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብቲ ክልል፡ ዝምታ፡ ጾታዊ ዓመጽ፡ ጭውያን ካልኦት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ይፍጸሙ ከምዘለዉ “እሙናት ጸብጻባት” ከምዝረኸቡ ተዛሪቡ።
bbc.com
●
10h
ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ስልኪ ስለምንታይ ዳግም ተቛሪጹ? - BBC News ትግርኛ
ኢትዮ-ቴሌኮም እቲ ካብ ትማሊ ሰሉስ ጀሚሩ ኣብ መቐለን ካልኦት ከባብታት ትግራይን ተመሊሱ ዝነበረ ኣገልግሎት ስልኪ ዝተቛረጸሉ ምኽንያት ኣብ ፋይበር ዘጋጠመ ጸገም ከምዝኾነ ሓቢሩ።
bbc.com
●
19h
ነበራት ኣምባሳደራት ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጉዳይ ትግራይ ከምዘሻቐሎም ገሊጾም - BBC News ትግርኛ
ናብ ቀዳማይ ሚንስትር ደብዳበ ዝጸሐፉ ኣርባዕተ ኣምባሳደራት ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ነበር፡ እቲ ኣብ ትግራይ ዝተወለዐ ጎንጺ ከምዘሻቕሎም ንጋዜጣ ሪፖርተር ኣብ ዝለኣኽዎ ደብዳበ እዩ።
bbc.com
●
19h
ምስላ ኣብ 20 ዶላር ኣሜሪካ ክሕተም ምዃኑ ዝዝረበላ ሃሪየት ታብማን መን'ያ? - BBC News ትግርኛ
ምስሊ ናይታ ኣንጻር ባርነት ዝተቓለሰት ጸላም ኣብ 20 ዶላር ኣሜሪካ ንኽሕተም ዝነበረ ውጥን ብምምሕዳር ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ዶናልድ ትራምፕ ከምዝተጓተተ ይግለጽ። ሓድሽ ፕረዚደንት እታ ሃገር ጆ ባይደን ከኣ ነቲ ውጥን ከምዘፈጽሞ ይግለጽ ኣሎ።
bbc.com
●
21h
ፕረዚደንት ናይጀርያ ንላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት እታ ሃገር ኣባሪሩ - BBC News ትግርኛ
እቶም ካብ ስርሖም ዝተባረሩ፡ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ፡ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ከምኡ'ውን ኢታማጆር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ናይጀርያ እዮም።
bbc.com
●
22h