UDC - The Organization of Positive Change

ህግዲፍ ንረብሕኡ ዝተበታተኾ ማሕበራዊ ዝምድናታት ህዝቢ፡ ደላይ ፍይሒ ይኣሳሰር ኣሎ። ርእሰ ዓንቐጽ ሓደለ

ህግዲፍ ንረብሕኡ ዝተበታተኾ ማሕበራዊ ዝምድናታት ህዝቢ፡ ደላይ ፍይሒ ይኣሳሰር ኣሎ። ርእሰ ዓንቐጽ ሓደለ 13 ነሓሰ 2020 ገዛኢ ስርዓት፡ሰራዊት ኢትዮጵያ ብክቡር ዋጋን መስዋእትን ተሳዒሩ ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጽኡ፡ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተንጠልጠለ ክፋእ ሰርብን ደመናን መላኺ ስርዓት…
unitydemocraticchanges.com
15h

ኣለና ቲቪ ዘተ ምስ መራሕቲ ውድባት 2ይ ክፋል

Post by @AntonioTesfay.
unitydemocraticchanges.com
4d

ላንግላንጋንነት (Ambiguity) ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር

ላንግላንጋነት (Ambiguity) ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበርDownload
unitydemocraticchanges.com
4d

“ድምጺ ፍትሒ ይሃምም ኣሎ፡ ሃየ ህዝቢ ተዳሎ”

”ድምጺ ፍትሒ ይሃምም ኣሎ፡ ሃየ ህዝቢ ተዳሎ” ካብ ዓሚ፡ ሎሚ፡ ተቃውሞ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ብዓይነቱን ዓቐኑን እንዳሰሰነ ይኸይድ ኣሎ። ብሓደ ረፍዲ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኣብ ሓደ ክመጽእ’ኳ ድሌትን ባህግን ኩሉ እንተዀነስ፡ ደጊም ንባህግታቱ ዘረጋግጽ ዓብይ ተስፋ ይረአን፡ ይንበብን ይስማዕን ምህላው፡ ኣ…
unitydemocraticchanges.com
5d

መዋጽኦ ንቅኑዕ ኣተሓሳስባ ኣብ ህሉው እዋናዊ ኩነት ! الطرح المناسب في الوقت المناسب

መዋጽኦ ንቅኑዕ ኣተሓሳስባ ኣብ ህሉው እዋናዊ ኩነት ! e18898e18c8de18888e18cba-e18885e18889e18b8d-e18aa9e18a90e189b3e189b5-e189b5e18c8de188ade18a9b-e18b93e188a8e189a5e18a9b.doc-1Download…
unitydemocraticchanges.com
7d

ماذا يقول الحائز على جائزة نوبل للسلام

حول نظام الهقدف الديكتاتوري في إرتريا d8a3d986d8aad988d986d98ad988-3Download
unitydemocraticchanges.com
7d

ሰላም እቲ ዝበለጸ መራኸቢ ደቂ-ሰባት ኢዩ!!

ሰላም  እቲ  ዝበለጸ  መራኸቢ  ደቂ-ሰባት  ኢዩ!!       ኤርትራ ብመጠን  እቲ  ከቢድ  ዋጋ  ዝኸፈለትሉ  ሓርነታዊ  ቃልሲ   ምስ  ከባቢኣን ዓለምን  እታ  ዝለዓለት  ኣብነት  ጥዑይ  ዲፕሎማስያዊ  ዝምድና  ክትከውን  ዩ  ዝግበኣ  ነሩ።  ይኹን እበር  ብኣንጻሩ  ከም  ጠንቂ  እቲ  ኣብ  ኤርት…
unitydemocraticchanges.com
Aug 03

ኣብ መራከቢ ቡዙሓን (Social Media) ኤርትራውያን እንታይ ይባሃል ኣሎ ?

ኣብ መራከቢ ቡዙሓን (Social Media) ኤርትራውያን እንታይ ይባሃል ኣሎ? ኣብ ዝሓለፉ ቁሩብ መዓልትታት ንመገሻ ኣቶ መስፍን ሓጎስ ናብ ትግራይ ኣመልኪቶም ዝተፋላለዩ ሓሳባት ኽቓባበሉ ቀንዮም ኣለዉ። እቲ ዝገርም ድማ ትሕዝቶ ናይ መብዛሕትኦም እቶም ሓሳባት እንትርፎ መገሻ ናይ ዳህሰሳ ንትግራይ ካልእ ዝተባህ…
unitydemocraticchanges.com
Aug 03