ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

ንዓለምና ካብ ለበዳ ክነሕዊ ንሕና ካብ ሕማም ግላዊ ጥቅሚ ምድላይን ሸለልትነትን ንሕወ! ር.ሊ.ጳ - ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

‘ኣምላኽ ድማ ብመልክዑ ሰብ ፈጠረ። ብመልክዕ ኣምላኽ ፈጠሮ። ተባዕታይን ኣንስተይትን ገይሩ ፈጠሮም። ኣምላኽ ከኣ ባረኾም። ኣምላኽ ድማ፡ ፍረዩን ተባዝሑን ንምድሪ ኸኣ ምልእዋን ምለኽዋን፡ ንዓሳ ባሕርን ነዕዋፍ ስማይን ኣብ ምድሪ ለመም ...
vaticannews.va
21h

ር.ሊ.ጳ ተላጊበን ዝተወልዳ ብሓገዝ ሕክምና ንዝተፈላለያ ማናቱ ኣጠሚቆም! ኣዲአን ተመስግን! - ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

ብባንቢኖ ጀሱ ዝፍለጥ ኢየሱስ ሕጻን ሆስፒታል ተኣምራዊ ክትብሎ ብዘድፍር መንገዲ ካብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ተጣቢቀን ተወሊደን ንዝመጻ ማናቱ ብዓወት ፈላልዩ ክልቲኤን ከኣ ኣብ ዝሓለፈ ዕለታት ብር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ተጠሚቀን። ኣዲአን ሓጐሳን ...
vaticannews.va
2d

ጻውዒት ር.ሊ.ጳ ንናጋሳኪ! ኣቡነ ታካሚ ኒክለሳዊ ኣጽዋር ይወግድ! - ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

75 ዓመት ይገብር በዚ ዕለት እዚ ዕለት 9 ነሐሰ 1945 ዓም ድሕሪ ናይታ ቀዳመይቲ ከተማ ዝኾነት ሂሮሺማ ግዳይ ኣቶሚካዊ ቦምብ ዝኾነት ናጋሳኪውን ስዒባ። ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ጸሎተ መልኣከ ኣግዚኣብሒዘር ምስ ደገሙ ‘ምሉኡ ...
vaticannews.va
3d

ር.ሊ.ጳ ስቃይ ሕዝቢ ሊባኖስ ብጣዕሚ ከምዘሻቅሎም ተመልኪቱ! - ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሰንበት 9 ነሐሰ 2020 ዓም ኣብ ግዜ ጸሎተ መልአከ እግዚአብሔር ዳግም ንሊባኖስን ኣብ ብርቱዕ ስቃይ ንዘሎ ሕዝባን ብምዝካር ‘ሊባኖስ ከም ቀደማ ብሓባር ናይ ምባር ኣብነት ንክትከውን ስለእዛ ብጣዕሚ ተኣፋፊት ...
vaticannews.va
3d

ኢየሱስ እቲ ፈጺሙ ዘይሓድገና ኢድ እግዚአብሔር ኣቦ እዩ! ር.ሊ.ጳ - ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

‘ከም ቅዱስ ጴጥሮስ ክንጥሕል ቀሪብና ብርቱዕ ምጥርጣርን ፍርሕን ክስመዓና እንክሎ ጐይታ ጠፋእኩ ኣድሕነኒ ኢልና ምእዋይ ኣየሕፍረና’ ዝበሉ ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሰንበት ዕለት 9 ነሐሰ 2020 ዓም ነዚ ዚስዕብ ጉባኤ ኣስተምህሮ ...
vaticannews.va
3d

፩ ሰንበት ዘፍልሰታ ፫ ነሓሰ 2012 ዓ.ም. (8/9/2020 ዓ.ም) - ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

መዝሙር፡ ዮም ንወድሳ ለማርያም. . . . . . በቲ ካብአ ዝተወልደ መንክር ግርማ ኀይለ ልዑል ዘጽልላ ጎይታ ሰንበት አቦ ምሕረት ዝኾነ ሎሚ ንማርያም ንውድሳ አብ ማሕጸና ጾሮቶ። ንሱ ቀደሳ ዘገርም ኃይሊ ልዑል አጽለላ ብሓቂ መላእኽቲ ...
vaticannews.va
5d

ሓገዝ ር.ሊ.ጳ ንቤተክርስትያን ሊባኖስ - ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

ሃንደበታዊ ባርዕ ነትጒ ኣብ ወደብ ከተማ በይሩት ብዘስዓቦ ሰፍ ዘይብል ኣብ ልዕሊ ሕይወት ደቂሰባትን ንብረትን ዝወረዳ ሃገረ ሊባኖስ ኣብ ብርቱዕ ጸገም ትርከብ ኰይና ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ በታ ቤተክርስትያን ናይቲ ቦታ ገሮም ንህዝቢ ...
vaticannews.va
5d

ኣብ ኤል ሳልቫዶር ሓለቃ ገዳም ዘርአ ክህነት ቅዱስ ሮመሮ ዝነበሩ ካህን ተቀቲሎም! - ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

መሬት ሳልቫዶር እንተደገና ንጹህ ደም ዝፈሰላ ሃገር ትኸውን ኣላ። ናይቲ ብስም እቲ ንጹሕ ደሙ ዘፍሰሰ ቅዱስ ሮመሮ ዝተሰምየ ዘርኣክህነት ሓላፊ ኣባ ሪካርዶ ኮርተዝ ትማሊ ተቀቲሎም። ሰበኻ ዛካተኮሉካ ብዘይመጠን ከምዝሃዘነትን እዚ ከኣ ...
vaticannews.va
5d

ምህለላ ዘመነ ፍልሠታ ምስ መምህር ኣፈወርቅ ሃለቃ ሃብተማርያም! - ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

ምህለላ ፍልሠታ ሓደ ዝተጨነቐ ሕዝቢ ካብ ኣምላኹ ረድኤትን ኀልዮትን ኪረክብ ናይ ዚምነ ሕዝቢ አውያት ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ዝንሳሕ እውን እዩ።. . . እቲ ሽዑ ስደትን ሞትን ዜስዕብ ዝነበረ ጸላኢ ሎሚ ብሥውር መንገዲ ዚጻብኣና ኃይሊ ...
vaticannews.va
6d

ኒክለሳዊ ኣጽዋር ብምውጋድ ጥራይ እዩ ሰላም ክርከብ ዚከኣል! ር.ሊ.ጳ ንገዛኢ ሂሮሺማ - ኣገልግሎት ዜና ቫቲካን

ብ1945 ዓም ኣብ ሃገረ ጃፓን ዝተፈጸመ እሞ ኸኣ ናይ ሕልቂት ምህዞ ኮይኑ ብዓለም ክዂነን ዝነብር ንከተማታት ሂሮሺማን ዕለት 6 ነሐሰ ንከተማ ናጋሳኪ ከኣ ብዕለት 9 ነሐሰ ብኣቶሚክ ቦምብ ናይ ምጽናት ዝኽሪ መበል 75 ዓመት ኣመልኪቶም ...
vaticannews.va
6d